Tigrinya Love - ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ

Tigrinya Love - ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ

Pacote:
com.tigrinya.love.messages
Transferências:
50K
Tamanho:
4.9 MB
Requires Android:
4.0.3 ou superior
Atualizado:
18 de out de 2018
134
Última versão:
3.5
Era:
Todos
Gratuito Baixar

ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ. Tigrniya Love SMS Messages. ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።.

Comentários

Apps similares

Apps de Afromium Digital Solutions